Get Mystery Box with random crypto!

.  ብሂለ አበው ወእማት ብሂል ኣቦታትን ኣዴታትን ━━━━━━━━━━━━━━━━━     ም | 📚✝❤️ኣንብቡ ክትዓብዩ/ Read to Grow❤️✝📚

.  ብሂለ አበው ወእማት
ብሂል ኣቦታትን ኣዴታትን
━━━━━━━━━━━━━━━━━

    ምሥጢራት እቲ ምስጉን ዝኾነ እግዚኣብሔር ኣብ ከርሱ ዝጸገበ ሰብ ኣይርከብን እዩ። - እስመ አእምሮ ምሥጢራት ዘእግዚአብሔር ስቡሕ ኢይትረከብ ውስተ ከርስ ጽጉብ


ምንጪ፦ ትር.ማር.ይስሓቅ
ምዕ ፬/ ገጽ ፲፩