ሰላም ሰላም ተከተልቲ ቻነልና ስቲከር ጋይ(@stickerguymekelle) መቐለ ሰላም ንዓኹም ይኹን ቻነልና ዝተፈላለየ ውድድራት ስፖንሰርን ኣብ ዝተፈላለዩ ምድላዋት አውን ብምርካብ ዘለና ናይ ስቲከር ዝርዝር አንዳርኣና ፀኒሕና ኢና ሐዚውን ትረክቡና ትክእሉ ቦታ ቁ1 ኣብ ቴክኖ ሞባይል ጎኒ ኣዶ ቤክሪ ዝርከብ ቁ2... ቁጽሪ ሰለስተን ኣርባዕተን ኣብ ቀረባ አዋን ከምነፍልጠኩም ንሕብር ብ @noah_hab ዝደለክምዎ ፎቶ ስቲከር ክትእዙዙ ትክእሉ ኢኹም ምሳና ክትሰርሑ ትደልዩ ብ ውሽጢ መስመር ርኸቡና @Sticker_guy_contactor_bot Order your stickers now! @Sticker_guy_contactor_bot Managers: @noah_hab @KIRUBELJOHN @nhatty_ze 335 viewsedited 03:44